Newcomer Services

ካብ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ነጻ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዝግበር ናይ ሓባር ስጉምቲ ማሕበረሰብ

መግለጺ መደብ

እቲ ፕሮጀክት ኣብ መንጎ ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽን ዘይምዕሩይነትን ዘቐጽሉ መሰናኽላት ንምፍራስ ብዓይነት ዝተዳለወ ብዙሕ ሸነኻት ዘለዎ ኣገባብ ከምዘድሊ ዝምልከት ኮይኑ፡ ንኣብነት፤

  • ምስ ኤትኖባህላዊ/ሃይማኖታዊ ማሕበረሰባት ብምስራሕ ንጾታዊ ዘይማዕርነት ኣበርክቶ ክገብሩ ዝኽእሉ ናይ ኣተሓሳስባ ዕንቅፋታት፣ ባህላዊ እምነታትን ኣሰራርሓታትን ምፍታሕ
  • ምስ ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ፍትሒ፣ ጥዕና፣ ትምህርቲ ወዘተ ብምስራሕ ምትሕብባር ንምዕባይን ካብ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ንዝሃድማ ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣገልግሎት ዝጸሉ ባህላዊ፣ ርክብ፣ ፋይናንሳውን ኣተሓሳስባውን ዕንቅፋታት ንምብዳህን።

ዝርዝር መደብ

  • ምስ መራሕቲ ሕብረተሰብን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ብምትሕብባር ጾታዊ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ንምፍታሕ ኣብ ምክልኻል ዘተኮሩ ስጉምትታት ምምዕባልን ምትግባርን።
  • ኣብ መንጎ ብሄራዊ ባህላዊ ማሕበረሰባት፣ ሃይማኖታዊ ማሕበረሰባትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ምትእስሳር ምፍጣር ንኽዓቢ ኣብ ዙርያ ምክልኻል ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዝግበር ናይ ሓባር ስራሕ ንምሕያል

ንዝያዳ ሓበሬታ ብኢመይል፤ familyservices@ciwa-online.com

 

ብ ዝምወል፤

ካብ ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ነጻ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዝግበር ናይ ሓባር ስጉምቲ ማሕበረሰብ